https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18464
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንመሳርሒ ፅሕፈት 25000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ : ናይ ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : ንእስሳት መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን 1500 ቅርሺ : ንጎማን ባትሪን ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 2500 ቅርሺ : ንናይ ስፖርት ኣቅሑት 500 ቅርሺ
  • ቦታ:ናዕዴር ዓዴት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ናይ 2018 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ሪፖርት ክሳብ መስከረም 30/ 2018 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 25000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ : ናይ ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : ንእስሳት መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን 1500 ቅርሺ : ንጎማን ባትሪን ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 2500 ቅርሺ : ንናይ ስፖርት ኣቅሑት 500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ካብ 3/3/2018ዓም ክሰብ 17/3/2018 ዓም ሰዓት 11:30 እዋን ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ:

7 ተጫረቲ ዝመለእዉ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ወና ምስ ቅዳሕ ነንበይኑ ብፖስታ ተፈላሊዩ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ

8 ጨረታ 18/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ንተከታታሊ 20 መዓልቲታት ይከዉን

10 ዝሰዓርዎ ተጫራታይ ሲዒርካብ ካብ ዝተብሃለሉ ዕለት ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 መእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

11 ዝሰዓሩ ተጫረቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈትና ብባዕል ሞያ አረጋጊፅኩም ኣታዊ ክትገብር እትክእሉ

12 ቤት ፅሕፈትና ከከምኣድላይነቱ ካብ ነብሰወከፍ ነፀላ ዋጋ ክሳብ 20 መእታዊ ናይ ምቅናስ ወይድማ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259833 / 0943646731 /