https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18463
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ስፖርት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ: ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:400
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ጉጅለ ዕደጋ ምምሕደርን ንብረት ሒሳብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ትምህርቲ ቨት ተመዝገብቲ ጥራሕ 400 ቅርሺ ናይ ስፖርት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ተጫረቲ ካብ ቫት ወፃኢ ዘለኩም መቅረብቲ ብር 200 እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18/3/2018 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ መቀለ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0937036818 / 0914754315