https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18422
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንሰሳት መድሓኒት : ናይ ሕክምና መገልገሊ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በዚ መሰረት ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ ካብ 26/2/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/3/2018 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ዘይምለስ 200 ብምክፋል መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

2 ናይ ተጫራቲ ሽም ፊርማን ኣደራሻ ማህተምን ክገብሩ ይግባእ

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መቅረባይነትን ዘለኩም ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘቅርብ

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራይ ከትሕዝ አለዎ

6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ማዕለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

7 ናይ ንብረት መረክቢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ይከዉን

8 ጨረታ 16/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

6 ብጨረታ ስርዓት መሰረት እቲ ሰነድ ጨረታ ተማሊኡ እንተፀኒሑ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0933800078