
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -9 ፡10፣11
አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት አቁሑት ፣ ናይ ገዛ አቁሑትን አልባሳት ፕሮፎርማ ብምብታንን ብምልጣፍን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘለኩም::
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቊፅሪT║መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::
• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ:: መቅረብቲ ካብ ዕለት 27/02/2018ዓ/ም ክሳብ 01/03/2018ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፈርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
• ፕሮፈርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/03/2018ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለው ይከፈት እዚ ፕሮፈርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን::
• ኣብ መምሊኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፈርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጅንሲ ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ፕሮፈርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::