https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18371
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ተ.ቁዝርዝር መግለፂመለክዒመጠንነ/ዋጋጠ/ዋመብርሂ
1መጋፍያ 1ይ ደረጃቁፅሪክብደቱ 0.95-1ኪሎ
2ዶማ/አፈኩቱ 1ይ ደረጃቁፅሪክብደቱ 1.5ኪ/ግ ልዕሊኡን

መምርሒ ተጫረቲ

ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ኢንዳስትሪ ኮንስትራክሽን ግብርናን መሳርሒ ዕ/ትዘ/ቁ/ገ/ልምዓት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ::

ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ

✓ ልዕሊ 500,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ካቅርቡ ዝክእሉ

V. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ 3ተወርሒወይቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ሻት ዲክለሬሽን ካቅርቡዝክእሉ

V. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TIN/ ከቅርቡ ዘኽእሉ ክኾኑ አለዎም

V. ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኽእል

V. በቲ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

✓ ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣

✓ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኽበሪ ጨረታከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኽቢሮም ዝኣትው ፡-እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን15 መዐልትታትጥራሕ ይከውን

✓ 10000/ ዓሰረተ ሽሕ/ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ v ሰነድ ጨረታእዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26 /02/2018 ዓ/ም ንተኸታታሊ 7ተ መዓልቲታት አብ ቤ/ፅ/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/አበርገለ የጭላ íይ ደብሪ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብምክፋል /ክልተ ሚኢቲ ብር ክትወስዱ ትኸእሉ ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ

v ተጫረቲእቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 03 /03/2018 ዓ/ምሰ ዓት4:30 ምዃኑፈሊጦም ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ናይ ስራሕ መዓልቲታት

✓ ውዕሊ ዝኣስሩን መኽበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ ዝኣስሩ ዘገልገል ይኸውንውዕሊምስኣስሩ መክበሪ ናይ ስራሕ/ፖሮፎርማንስ ቦንድ/10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ

✓ መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን።

✓ ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት አቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረት ማዕረተማቂሎም ዘቕርቡምኻኖም v ሰነድ ጨረታ ብፖስታ /ኦርጅናልን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ

ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ፡ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 03/ 03/2018ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓዕዉ ብተመሳሳሊዕለት ስዓት 4:30 ኣብ ቤ/ፅ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር

ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይደብሪ ቁፅሪ28ተ ይክፈት

v ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል

ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

* ኣብዚ ፕ/ፎርማ ጨረታ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብዕሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ይኸውን።

v ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም

3ተ ተካታታሊ ናይስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይኽእሉ እዮም፡፡

ካሊእ አብዚ ብናይPSNP-5 ማንዋል ብዘሎ ንነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝአዘዞ መሰረት ይፍፀም

ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን።

መተሓሳሰቢ

Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናል ፅሩይ ኮይኑ መፅዐንን

መራገፍን መጓዓዕዝን ብናይ በዕሉ ኮይኑናብ ወ/አ/የጭላ ቤት/ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ኣታዊ ይገብር፡፡ ቤ/ፅሕፈትና

ዕሬቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን

Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታትእቲ ቤት ፅሕፈት

ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂእንተረኪ ቡእቲ ጨረታብሙሉ እይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ ቤት ፅሕፈትና ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን20%ናይ ምቅናስን ምውሳኽንመሰሉ ሕለውእዩ

//ምስ ሰላምታ//

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን

ናይ ተዋዳዳራይ ኣድራሻ

ስም.

ቀበሌ