https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18320
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንዝተረፉ ኩሎም ዓይነት ንብረታት 300 ቅርሺ
  • ቦታ:እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቢዘርፉ ናይ ዘመኑ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለዎምን ዝሐደስኩምን : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2018ዓም እቶቱ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዝሐዘን

2 ካብ ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝለዎ

3 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ዝሐዘ

4 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘፈር ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንዝተረፉ ኩሎም ዓይነት ንብረታት 300 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኦርጀናል ማለት እዉን ዋና ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ክተቅረቡ እትክእሉ ንክትወዳደሩ ንዕድም

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ሐደ ዋና ምስ ሐደ ቅዳሕ ክተእትዉ አለኩም

8 ሰነድ ጨረታ 24/2/2018 ዓም ሰዓት ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ

9 ጨረታ 10/3/2018 ዓም 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ወይ ይክፈተለይ ዝብል ማመልከቻ አብዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ ብዝፈቅዶ መሰረት ይክፈት

10ዋጋ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

11 ተጫረርቲ ሰዓርቲን ተሰዓርቲን ብማዕረ ኣብ ምልክታ መለጠፊ ለጢፍና ነፍልጠኩም ምኮና ክንሕብር ንፈቱ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344490489 / 0914763452 / 0923306220