https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18290
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ምግብና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቀጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ምግብና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቀጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
374321ባልዲበዓል 15 ሊትሮpcs5
378542|ፕላስቲክ ጠረቤዛዓብዶpcs15
378513ገማ በሮሜú ዓብዶ በዓል 40 ሊትርpcs3
4ጆሪካን በዓል 30 ሊትርpcs50
5ላፋ ዓብይpcs10
6ፕላስቲክ ሸንከሎ20ሊትሮpcs10


N.B. ንጅጅቐ መስተ ማይን ንጋራጅ ግልጋሎት

ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

● ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

● እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ከቀመጥ ላሰዎ

● ሰዓራዶ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሱ ግዜ ጀሚረ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰጋሎት /ላቀሓሪ ክህብ ኣሰም፡፡

● ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ከመሰለ ላሰዎ

● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 20/2/2018-24/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11 :00àዩ፡፡

● ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 25/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን፡፡

● ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብሽፋú ናይ ምዕራዝ መሰሱ ሕልው እዩ

● ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣሰ::