https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18289
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
374321ባልዲበዓል 15 ሊትሮpcs5
378542|ፕላስቲክ ጠረቤዛዓብዶpcs15
378513ገማ በሮሜú ዓብዶ በዓሰ ፋሲትሮpcs3
4ጆሪካን በዓል 30 ሊትርpcs50
5ላሩ ዓብይpcs10
6ፕላስቲክ ሸንከሎ20ሊትሮpcs10


N.B. ንጅጅቐ መስተ ማይን ንጋራጅ ግልጋሎት

ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

● ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከ

● እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ከቀመጥ ላሰዎ

● ሰዓራዶ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሱ ግዜ ጀሚረ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰጋሎት /ላቀሓሪ ክህብ ኣሰም፡፡

● ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ከመሰለ ላሰዎ

● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 20/2/2018-24/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11 :00àዩ፡፡

● ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 25/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን፡፡

● ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብሽፋú ናይ ምዕራዝ መሰሱ ሕልው እዩ

● ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣሰ::