https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18015
ትካልና ንመስመራት ማይ ቡንቦ ሽቃቅን መሕፀቢ ነብሲ ዘድሊ መለዋወጢ ኣቅሑት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደለዩ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ቴክኒካል ሰነድ ምስ ዘድሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፋይናንሻል ሰነድ ምስ ዝደሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጉም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ኣብ ቴክኒካል ሰነድ ወይድማ ንበይኑ ዓሺጉም ብምቅራብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረተቶኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/1/2018 ዓም ክስብ 11/2/2018 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መመርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ 11/2/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዓገትን

9 ቀዋሚ መዓልታዊ በዓል ሞያ ከቅርብ ዝክእል

10 ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948400362 / 0344405806