https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17891
ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝካይዶም ናይ ህንፀትን ፅገናን መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ናይ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናት ዓበይትን ኣናሽተይን ተሽከርከርቲ ማካይን ክልተ ጎማን ባትሪን ንምግዛእ ሰለሰተ ስተሽነሪ ወይድማ መሳርሒ ፅሕፈት ንምግዛእ ኣርባዕተ ኣዘር ቱሉስን ንምግዛእ ሓመሸተ ዘይትን ቅብኣትን ምግዛእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 17, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምኮኖም ዝገልፅ መረዳእታት ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናይ ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ዳይሬክቲሪት ዕድጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳደሪ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብግዜ ዘይተገደበ ዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ / ባንኪ ጋራሕቲ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳራይ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራያዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 ሰንዱቅ ጨረታ 17/1/2018 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወካለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342404632 / 0914744474