
ምልክታ ጨረታ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ዝውዕላ ናይ ሞተር ሳይክላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክስደ ይደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣
2 መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (in Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎፋ ኮፒ፣
3. ሻት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ 21 ዓም ጂን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣
4. ዝተሓደሰ ምዝገባ መቕረባይነት 2017 ዓ.ም፣
5. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር 15000.00 ከቕርቡ ዝኽእሉ፣
6. ካብ እስፐሊፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡
7. እዚ ወረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልእዎ ዋጋ መክበሪ ውዕል
ብምቅራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን እቲ ዝድለ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክቅርብዝኽእል፣
8. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ነቱ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንጹር ክችን አለም -'ር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልእ ተሓሳሲ ይግበር።
9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣
10. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምንካይን ምውሳክን ይክእል፣
11. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ቢሮ ቑፅሪ 150 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 200 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣
12. ማ.ል.ት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
13. እዚ ጨረታ ዕለት 28/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 53 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ይኸፈት።
ማ ሕ በ ር ል ም ዓ ት ት ግ ራ ይ!