https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17625
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳሲላሴ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ክዕድግ ሰለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 23, 2017 03:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳሲላሴ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ክዕድግ ሰለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሉ ይዕድም

1 ናይ 2017ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድን ንግድን መቅረባይነት ዘቅርብ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ግብር ከፈልትን ተዘለዎ፤

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ፀብፃብ ዘወራርደሉ መረዳእታ ዘቅርቡ፤

4 ዘቅርቦ ንብረት ኮሎም ቀዳማይ ደረጃ ይከውን

5 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 100.00 ቅርሺ  ዝከፍል

6 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ንነብሰወከፍ 10000.00 ቅርሺ  ክተትሕዙ አለኩም፤

7 ጨረታ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 08/11/2017 ዓ/ም ክሳብ 23/11/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:35ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት፤

9 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

10 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነት እንተዘይብሉ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ይስረዝ፤

11 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት ብዝይምርካብም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን፤

12 እቲ ኮሌጅ ናይ ምዉሰክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

13 ሰነድ ጨረታ ዝኣተወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ንብቁፅሪ 09 ይከዉን፤

14 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ኮሌጅ የቅርብ እዚ ከምዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-443173 /0914-782962