
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 11/10/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም። ተወዳደርቲ
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
(TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቕሓ | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቆርቆሮ በዓል 32 ጌጅ ካብ 4 ኪሎ ዘይነኣሰ | ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 100 | ||
| 2 | ባሃርዛፍ በዓል 10 ካብ 5 ሜትሮ ለይናኣሰ | ቁፅሪ | 20 | |||
| 3 | ባሃርዛፍ በዓል 8 ካብ 5 ሜትሮ ለይናኣሰ | ቁፅሪ | 30 | |||
| 4 | ሚስማር በዓል ቆብዕ | ኪ.ግ | 10 | |||
| 5 | ሚስማር በዓል 10 ቁፅሪ | ኪ.ግ | 10 | |||
| 6 | ሚስማር በዓል 8 ቁፅሪ | ኪ.ግ | 10 | |||
| 7 | ሓሸዋ/ሑፃ 16 ሜትርኩብ | ሜ.ኩ | 16 | |||
| 8 | ስሚንቶ 2ይ ካልኣይ/ ደረጃ | ኩንታል | 20 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ 7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡