https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17323
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት : ሞተር ሳይክልን : ሳርፊስ ፖላር ዋተር ፓምፕ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት 10000 : ሞተር ሳይክልን 10000 : ሳርፊስ ፖላር ዋዋተር ፓምፕ 15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ :  ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን : ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት መረዳአታን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእለ

2 ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 25/9/2017 ዓም ክሳብ 9/10/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን  ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት 10000 : ሞተር ሳይክልን 10000 : ሳርፊስ ፖላር ዋዋተር ፓምፕ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ ዕለት 10/10/2017 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 14 618815 / 0945103045 / 0962661097