https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17239
ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስተራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 6/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ክሳብ 330 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ለጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 27/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት