https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17183
ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ብዕለት 22/9/2017 ዓም ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 002/2017 ዓም ካብ ዕለት 22/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 6/9/2017 ዓም ዝነበረ ክሳብ ዕለት 11/9/2017 ዓም ካብ ሰዓት 230 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ 1130 ድሕሪ ቀትሪ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ  ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳስላሴ ሽረ ከይዲ ስራሕ ትልሚን በጀት ዕደጋን ፋይናነስን ቢሮ ቁፅሪ 15 ነብሰወከፍ ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

2 ናይ ማሽን ኪራይ ድማ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ ኣቅሑት ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ጨረታ በቲ ኣምልክታ ዝተገለፀ ኣማሊኡ እንተተረኪቡ ብዘየልዉሉ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን ስለዚ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ድማ

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰን ብቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ብቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊግብሪ ዘለዎ ብቅዳሕ ድማ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዘጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ብቅዳሕ ድማ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴን ከይዲ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናነስን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ ስልኪ 0943080138 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል