https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17084
ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሃገረ ሰላም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ናብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ማሕበር ዘፈራት

መቐለ

ዋኒኑ፡- ብዛዕባ ግልፂ ጨረታ ምልክታ ንክልጠፍ ምሕታት ይምልከት፡

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና እዚ ግልፂ ጨረታ ኣብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ማሕበር ዘፈራት ካብ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 08/09/2017 ዓ/ም እቲ ዝልጠፍ 1 ገፅ ዝሓዘ ንሓትት።

ሰልክ ቁፅሪ 0975390390