https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17083
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣላጀ ነቲ ዉረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓምፕ ማለት እዉን ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:150000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ጨረታ ብድምፅ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት: 23/8/2017 እዩ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ በቲ ዓዉደ ራሕ ፈቃድ ዘለኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15/8/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 29/8/2017 ዓም ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ለካቲት ወይድማ መጋቢት 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 150000 /ሚኢትን ሓምሳን ሽሕ/ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰዓራይ ተጫረቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳና ከቅርብ ዝክእል

7 አብዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 30/8/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238  0914735380