https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17028
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:2000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ መዝጋበ ካርዲ

2 ዝተሐደሰ ፈቃድ ስራሕ ንግዲ

 3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ዝከንኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳአታ ዘለኩም ክምኡ ድማ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ደኣንት ዘለኩም

6 ተጫረቲ ቅድም ክብል ዝተዘርዘሩ ኩሎም መረዳእታት ወና ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነ ጨረታ ምግዛእ ትክእሊ

7 ተጫረቲ ካብ ከተማኩም ወይድማ ወረዳኩም ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ መንግስታዊ ይኩን ዉልቀ ትካል ተቆዒርኩም ዘይተሰርሑ ምካንኩም እዋናዉ መረዳአታ ወይድማ ድጋፍ ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዕለት 13/8/2017 ዓም ክሳብ 2/9/2017 ዓም ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወሰዱ ትክእሉ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0913405771