https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17003
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:400
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዘገበ

3 ልዕሊ 100000 ዝኮነ ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለዎን ቲን ናምበር ዘለዎ

4 ናይ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብ

5 ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000   : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :  ናይ መኪና መለዋወጢ  : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000 ናይ ሰነድ መከበሪ ብጥረ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ክትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ከረክብ አለዎ

7 ሰነድ ጨረታ ኮፒን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ኮፒ ዝብል ፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

8 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋሐወሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ጨረታ ምዉሳድ ይክኣል

9 ሳንዱቅ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914168617 0963577956  0920010920