https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16975
ት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ማይ መስሓቢ ሞተር ዝውዕል ንብረት ኣዋዳዲሩ ክዕድግስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ማይ መስሓቢ ሞተር ዝውዕል ንብረት ኣዋዳዲሩ ክዕድግስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

1. ተጫረቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ለካቲት 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡

3. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ናይ ማይ መስሓቢ ሞተርብ cpo 100000 ከትሕዝ ዝክእል፡

4. ተጫረቲ ንብረት ኣታዊ ዝኮነሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝፈለጥኩምሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፣

5. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፡

6. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፡

7. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍይገብር፣

8. መዕዓንን መራገፍን ካብ ነጋዳይ ምካኑ ምፍላጥ፣

9. ዕሩይ ንብረት እንተዘይ ኣረኪቡ መሊሱ ዕሩይ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከምፅእ ዝክእል፣

10. ሰነድ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 07/ 08 / 2017ዓ/ም ክሳብ 13/ 08 /2017 ዓ/ ይከውን፣

11. ጨረታዝዕሽገሉ ዕለት 14 / 08 / 2017 ዓ/ም ከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 ይክፈት፣

መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ሞተር ናይ ማይ መስሓቢብስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ100