https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16940
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነተ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኮንኩም ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ለካቲት ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዘይምለስ 300 ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 5 ካብ ዕለት 1/8/2017 ዓም ክሳብ 15/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ብነፃ እዩ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ይከዉን

9 ንሕድሕድ ዝተወዳደርክምሉ ዘፈር መከበሪ ጨረታ ቢድ በንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 መወዳደሪ ሰነድደኩመንት ብዝንበብ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካልኩም ሽምን ፊርማን ማሀተምን ክዓርፈሉ ይገባእ

11 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይንኩም እንተረኪብኩም ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ትሕጃ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት አታዊ ትገብሩ

12 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ፅሬቱን ብቅዓቱን ዝሐለወ ኮይኑ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣከሱም ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ በፅሬት ቆፂሩ ከረክብ ዝክእል

13 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ብናይቲ ትካል ዘደላዉ ቅጥዒ ኮይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ማሕተም ዓሪፈዎ ካብ ዕለት 1/8/2017 ዓም ክሳብ 15/8/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

14 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 15/8/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

15 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓትን እንተዘይቀሪቦም ኣብ ዘየለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

16 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347753134