https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16924
ኮሌጅ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : መድሓኒት እንስሳ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 1000 ቅርሺ
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትድልዩ ሕጋዊያን ተጫረታ ምስ ዘቅርብዎ ኣቅሑ ዝተትሐዘ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መረዳእታ ከፋሊ ግብሪ ምካኖም ዘረጋግፅ ግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት ንምቅራብ ዝወዳደር ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ የካቲት 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳአታ ከቅርበ ዝክእል

5 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ክፍሊ ቁፅሪ 24 ብምዉሳድ ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ኣብ ዉሽጥን ኣብ ልዕሊ ፖስታ ሽሞምን ኣድራሻኦምን ፅሒፎም ፊርሞምን ማሕተምን ብዝተዓሸገ ዋና ቅዳሕን በበይኑ ብምግባር ክሳብ 14/18/2017  ዓም ሰዓት 3:00 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክገብሩ ይክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 14/18/2017 ዓም ሰዓት 3:10 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተዘይሃሎም እዉን ኣብ ዉሽጢ ሳፁን ዝተረከበ ኣዉፂእካ ብስርዓት ይክፈትን ይግምገምን

7 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ  ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ  : ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 1000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

8 ሰዓራ ምንካኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዘቅረብዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገነዘብ ወይድማ ስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ሓሙሽተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዉቅሮ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914115651 0914349954