https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16878
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ሀ ን ፃ ሳ ር ሒ ኣ ቑሑትን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ሀንፃ መሳርሒ ኣቑሑትን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

መምርሒ ተጫረቲ/ተወዳደርቲ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን/IIN Noን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ

➢ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል

➢ በቲ ዋጋ መቅረቢ ብዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 22/07/2017 ዓ/ም እስካብ 24/07/2017

ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ኣቅሓ/ግልጋሎት /በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ

➢ እቲ ኮለጅ ዘቐመጦም ረቋሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ወድድር ወፃኢ ንገብር ምኳንና ኣጥቢቐና ነተሓሳስብ

➢ ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን

➢ ካብቲ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ባዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን

➢ ኮለጅና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና፦ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ጥቓ እንዳጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ 03-44-40-87-55 ይደውሉ።