https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16868
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን 50000 : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ 25000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • 1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 3 ናይ 2017 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 5 ናይ ጨረታ ሰነድ ንነብስወከፍ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
  • 6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኮይኑ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን 50000 : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ 25000 ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ
  • 7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/7/2017 ዓም ክሳብ 29/7/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 29/7/ 2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  • 8 ተጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕሎም ሽም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ነኒበይኑ ኮይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
  • 9 ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ነቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰሮ ኣብ ዉሸጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ  ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰት ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ  ከቅርብ አለዎ
  • 10 ኣብ ርክክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ነፀርታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምኮና
  • 11 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 / 0914204485