https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16854
ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒን :ፅሕፈት መሳርሒን : እስፔርን: ኤሌክትሪክ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ን ቫት ናይ ወርሒ ጥሪ ወይድማ የካቲት ናይ 2017 ዓም ዲክላሪሽን ዘቅርብ

3 ኦርጅናል ንብረት ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ ብር 200 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ማዓልትን ምዉሳድ ይከኣል

5 ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል 

6 ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ይመልእ

7 መጠን መከበሪ ጨረታ ብስፒአ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10000 የትሕዝ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 20 መዓልቲ ይከዉን

9 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ : ምዉሳክን : ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ካብ 12/7/2017 ዓም ክሳብ 26/7/2017 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 26/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 26/7/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

11 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ዝክፈተ ኮይኑ ብዘይምህላዎም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344443582