https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16830
መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2000 :መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መሳርሒ ህንፃ 3000: ናይ ዕንፀይቲ ኣቅሑት ማለት አዉን ፈርኒቸር መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሪካል 1000 :መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ
  • ቦታ:Atsbi
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ፍቃድን ንግድን ቲን ናምበርን ናይ 2017 ዓም ዝሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ መረዳአታ ዘቅርቡን

3 ኣብ ግብሪ ከፋላይነት ዝተመዝገቡን

4 ቫት ምዘጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ዲክሪለ ዝገበሩን መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉን

5 ዘትሕዝዎ መክበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2000 :መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መሳርሒ ህንፃ 3000: ናይ ዕንፀይቲ ኣቅሑት ማለት አዉን ፈርኒቸር መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሪካል 1000  :መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል  3000 ቅርሺ

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያን ናብ ወረዳ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩምንት ሽሞምን ማህተምን ክገብርሉ ይግባእ

9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ደኩምንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክከዉን አለዎ

10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምእዉን ዝተማለአ ደኩመንት ኣብ ዝቀርበሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ደኩምንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነኒበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ን 15 መዓል ይከዉን

13 ሰነድ ዝሽየጠሉ አብ መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ቴክኒክን ሞያን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ ብር 100 ጥራሕ ይከዉን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ካብ 15/7/2017 ዓም ክሳብ 1/8/2017 ዓም ይከዉን

16 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/8/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0343400345 / 0930910263/ 0914103068  /0914161743