https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16818
ንካልይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:ናዕዴር ዓዴት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን እንስሳት መቅረባይነት ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም

4 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ካብ 15/7/2017 ዓም ክሰብ 3/8/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ብ እዋን ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ 3/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914259833 / 0943646731 /