https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16702
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስነሉቦና ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ፐርፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስነሉቦና ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

2. ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ጊዜ ዘለዎ

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 01/07/2017ዓ/ም ክሳብ 04/07/2017 ዓ/ም ይከውን ፐርፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 04/07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ

5. 04/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ ተወዳደርቲ ኣብ ዘለውዎ ቀቤሌ 15 /ዝርከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ይውን

6. ናይ ዝህብዎ ግልጋሎት 2% ሲፒ ከትሕዝ ዝክእል

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኮይኑ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕሉው እዮ