https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16656
ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ጨረታ ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ 26/6/2017 ዓም እዩ

1 በዚ መሰረት ካብ 24/6/2017 ዓም ክሳብ 28/6/2017 ዓም ንተከታታሊ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ላጪ ኣብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ቤት ፅሕፈት ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ሎግስቲክ ቢሮ ብምምፃእ በዓል ሰለሰተ ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ክተግዝኡ ምካንኩም ንሕብር