https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16550
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • 1 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ጥሪ 2017ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
  • 2 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 3 ተወዳደርቲ ካብ 13/6/2017 ዓም ክሳብ 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 10 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
  • 5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
  • 7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 /  0914179807