https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16532
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ን2017 ዓም በጅት ዝስዕቡ ንምምሃር ምስትምሃርን ዝዉዕሉ ቀወምቲን ሃለቅቲን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳረሒ ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክተሪክ ሎት ኣርባዕተ ኤለክትሮኒክስ ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት ፅሬት

2 ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታን መምረሒ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ዳይሬክቶሪት ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ መወደዳሪ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ምስ ዘፈር ንግዲ ዝመሳሰል ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነን ቲን ናምበርን ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

4 ተጫረታይ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለረ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ግልፂ ጨረታ ካብ ዕለት 10/6/2017 ዓም ክሳብ 24/6/2017 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 25/6/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ኮይኑ በቲ ዕለት 25/6/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ይክፈት

7 እቲ ኮሎጅ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉበ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914015649  0914395459