https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16469
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግብ ዉሕስናን ንአገልግሎት እቶም ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጥን ወይድማ ዲክለር ዝገበረን

4 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበ

5 ልዕል ክብል ናይ ዝተጠቀሱ መረዳአታ ዋንኡን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

6 ንጨረታ መከብሪ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ዝመለሰ ስፒኦ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ / ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ዝሰዓሩ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዐሊ ክኣስር ዝክእል

8 ዝሰዓሩ ንብረት በቲ ዝተዳለወ ስፐስፌክሽን መሰረት ወይድማ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር ዝክልእ

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ግብርና ዝርከብ ህንፃ ኣብ መድርቤት ኮይኑ መሸጢ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ጥራሕ ምካኑ እናገለፅና ተጫረቲ ንሐደ ተቅርቡልና ዋጋ  መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 29/5/2017 ዓም ክሳብ 17/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ኣብ ከይዲ ዝርከብ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

10 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 እንትከዉን ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 17/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ኩሉ ዘድል ኣማሊኣም ኣብ ዘየለዉሉን ከምዝክፈት ምካኑ ክንገልፅ ንፈቱ

11 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምቅናስን ከምዝሎ ክፈልጥ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣብ ጨረታ ሰነድ ስርዝ እንትሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913875262