https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16363
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንሃለቀቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 12000 : ሃለቅቲ ናይፅሬት መሳርሒ 3000 ቅርሺ : ህንፃ ንብረታት 3000 ቅርሺ: ናይ ኤሊክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ሓሙሽተ 3000 ቅርሺ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት መስክር ወረቀትን ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስን ዝተመዝገበሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ

3 ናይ ሕዳር 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ኣታዊ ዝገበረ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ መከበሪ ቅድም  ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገነዘብ ንሃለቀቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ ሎት ሰለሰተ ሎት ሽድሽተ ሎት ሸዉዓትን ሎት ሸሞንተን 12000 ቅርሺ ንሃለቅቲ  ናይፅሬት መሳርሒ  ሎት ክልት 3000 ቅርሺ  ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ ንብረታት ሎት 3000 ቅርሺ  ንሃለቅቲ ናይ ኤሊክትሮኒክስ ፅገና  ኣቅሑት ሎት ሓሙሽተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዘደላወ ጥራሕ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 13/5/2017 ዓም ክሳብ 29/5/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ግዜ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ኣበ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

8 ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 29/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/5/2017 ዓም ሰዓት 4:35 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ከይዲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ትካልና ኣብ በዝሒ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0929264158  0914184250  0914833730