https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1634
ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ካባቢ ሜሊ ንዝሃንፆ ናይ ወረቂ ፕሮጀክት ግልጋለት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ቤት ብልዒ (ክሽነ) ኣቑሑት

2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግደ ፈቃድ ን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ከምኡ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩምን ቫት ድክለሰዩን ክተቅርቡ ትክእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 ተጫረቲ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 0 መዓልቲ ብሰምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋኩም ንክተቅርቡ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 2 ናይቲ ዘቅርብዎ ንበይኑ ተኣሺጉ ንክቅርብ እናዓደምና ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ካብ ትካልና ቢሮ ቁፅሪ 117 ብር ሐደ ሚኢቲ ብምክፋል ብኣካልምካንኩም ንሕብር

3 እቲ ጨረታ ዕለት 23/05/2016 ብአ.ፊ ሰዓት 6:00 ናይ ቅድሚ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

Â