https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16196
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዩን: ናይ እንስሳ መድሓኒት : ንእሱራት ቀለብ ዝዉዕል ብስኩት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንጋብዩን 3000 ቅርሺ :ንመድሓኒት 10000 ቅርሺ :ንብስኩት 10000 ቅርሺ
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

4 ጋብዩን ክትጫሩ እትደልዩ ድማ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንጋብዩን 3000 ቅርሺ :ንመድሓኒት 10000 ቅርሺ :ንብስኩት 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒአ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 24/4/2017 ዓም ዘይምለስ ንነብሰወከፍ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዉዕሊኣሲሩ እቲ ንብረት ክተቅርቡ ዝክእል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ክተእተዉ እትክእሉ

9 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ዝከዉን ምካኑ ክፍልጥ ይግባእ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ 9/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 9/5/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይከዉን

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 15 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0925307592