https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16175
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረደ ቆላ ተምቤን ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዓዉዲ ቁጠበ ከይዲ ስራሕሐለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል /sepecification/ ምስራዝ አይከኣልን

2 እቲ ግልፂ ጨረታ ናብ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ

3 እቲ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

5 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200 ካብ ከይዲ ስራሕ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ

6 ተጫራቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋት መክበሪ ጨረታ ዝከዉን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 18/4/2017 ዓም ከሳብ 2/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኮይኑ ሐደ ኮፒን ሐደ ኦርጀናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 5/05/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ክእሰር ዝክእል

10 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርዲ/ ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ፡ ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ 0914158967 ወይ 0914214797