https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16056
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኮንስትርክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገበን መረዳአታ ዘለዎን

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሽ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ ንናዉቲ ኮንስትራክሽን 10000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ 21/4/2017 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት : ንናዉቲ ኮንስትራክሽን ድማ ሰዓት 10:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

7 ኣድራሻ ቤት ሙዚቃ ሮማናት ወይ ፊት ንፊት ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ንርከብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418515 / 0914778288