https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16041
ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ 2016 ን 2017 ዓም ፍቃድ ዘለኩምን መቅረብቲ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ይግባእ

3 ሒሰብ ዘፍለጥክም በቢ ሰለስተ ወርሒ ኣታዊ ዝገበርክምሉ ክሳብ ወርሒ 30 መስከረም 2017 ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዛ ሰነድ ጨረታ ካብ 3/4/2017 ዓም ክሳብ 10/3/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ድሕሪ ቀትሪ ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉን 10/3/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ዘሎ ኮይኑ ዝተሸጠ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተፋላለዩ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ማለት እዉን 10/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:30 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ ንመሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ረቆሒታት ተቀሚጡ ይርከብ

7 ካልኣተ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ሐበሬታትን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ረቆሒታት ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ ኣንቢብኩም ምርዳእ ትክእሉ ኢኩም

8 ሰዓርቲ ጨረታ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያ ወፃኢ ሸፊንኩም ኣብ ከተማ ሰመማ ናብ ዝርከብ እቲ ቤት ፅሕፈት አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ክተቅርቡ እትክእሉ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914376030 /0920862685