https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16017
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
  • ቦታ:ፋፂ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

5 መከበሪ ጨረታ ንቀወምቲ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብር 15000 : ኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ ብር 30000 : ንኤሌክትሪክ ኣቅሑት 20000 ብር : ንሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን 15000 ብር ኣፍልጦ ካብ ዝተዉሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተነገሮም አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ኦርጅናል ንግዲ ፍቃዶም ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድን ዝርዝር ቲኦኣርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 8 ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ካብ ሕዳር 30/2017 ዓም ክሳብ ታሕሰስ/18/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ምዉሳድ ዝክእሉ ኮይኖም በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ዘእተዉዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካሎም ማህተምን ሸምን ፊርማን ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ

9 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመለእዎ ደኩምንት ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይዓሪፍዎ ዉድቂ ይከዉን