https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15771
ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ክራፕ ስቶን ሞልድ 450 ሴሜ x 200 ሴሜ በዝሒ ሓምሳ: ሰልኩራር ክራፕ ስቶን ሞልድ በዝሒ ክልተ በቲ ዝቀረበ ስእላዊ ቴክኒካል መግለፂ በቲ ዝተሐተተ ስእላዊ መግለፂ ማለት እዉን እስፐስፊኬሽን መሰረት ግይሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ ዕለት 3/3/2017 ዓም ክሳብ 24/3/2017 ዓም ላጨ ኣብ ዝርከብ  ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ እናገለፅና ጨረታ 25/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ክክፈት እዩ