https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15623
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላላያ ዓይነት ኣርማታ ንብረት ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1በዚ መሰርት ክተቅርብ እትክእሉ ተጫረቲን መቅረብቲን ኩሉ ግዜ ካብ 18/2/2017 ዓም ክሳብ 9/3/2017 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሕብር