https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15579
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ናይ 2017 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦

1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

እንክተሎም መምርሒ

➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።

➢ ተወዳደርቲ እትጫረቅሉ ዶክሜንት ብፖስታብምዕሻግ ካብ ዕለት 13/02/17----- 17/02/17 ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 17/02/17 ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይከፈት፡

➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።

➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ኣታዊ ይገብር ፡

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ ።

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል 1

➢ ቢሮ ማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒነጠላ ዋጋጠ/ዋጋ
01ቴንድኖበዓል 16ብቁፅሪ04
02ቴንድኖበዓል 12ብቁፅሪ15
03ቴንድኖበዓል 8ብቁፅሪ21
04ሽዎኪሎ10
05ሚስማርበዓል12ኪሎ10
6ሚስማርበዓል 1ዐኪሎ10
7ሚስማርበዓል 8ኪሎ05
Bሚስማርበዓልቲ 6ኪሎ05
9ሲሚንቶ2ይ ደረጃብኩንታል22