https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15569
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ክፍሊ ዕደጋ ንብረት ምምሕደርን 100 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/2/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 26/2/2017 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተፃረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0914754215

 ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410085