https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15518
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሐት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ሞትር ሳይክል : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዝሐደስኩም ካብ ልምዓት እቶት ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዉዕሊኣሲሩ ቀዳማይ ደረጃ ንብረት ክተቅርቡ እትክእሉ ክትጫረቱ ይዕድም

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 7/2/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ  ብክልተ ነናይባዕሉ  ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ክተእተዉ እትክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/2/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 22/2/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይከዉን

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0925307592