https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1548
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኾኑ አለዎም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን ከምኡ እዉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነነት ካርዲ ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/08/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 20/08/2008 ዓ/ም ከብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲ ግራት ጀነራል ሆስፒታል ብግንባር ብምቅራብ ናይቶም ንዉድድር ዝቀረቡ ንብረታት ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 50 ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ናይ መወዳደሪ ሳንዱቅ ብዝተሸገ ኢንቨሎፕ ፖስታ ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጅ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መሸነፊ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ናይ 5ተ መዓልቲ ጊዜን ገደብን ወሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፈዎ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ትሕጃ ብምሓዝ ምስ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ናይ ሐባር ዉዕሊ ምእሳር ግቡእ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዉድድር ዕለት 20/08/2008 ዓም ሰዓት 9:00 ቀተሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት እዚ ዕለት 20/08/2008 ዓም 9:30 ቀተሪ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ይካየድ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344452201

Â