https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15458
ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግለጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ምግቢ ዝተፈላለዩ ማይን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

3 መቅረባይነት ዘለዎም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራደርሉ ዘቅርቡ

5 መለለይ ከፋላይ ቁፅሪ ዝተመዝገቡ ምከኖም መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእል

6 መከብሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ዘትሕዙ

7 ጨረታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ካብ 24/1/2017 ዓም ከሳብ 11/2/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይወስዱ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ