https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15397
ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 በዚ ዘፈር እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 23/1/2017 ዓም ክሳብ 8/2/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ምድብ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ክፍሊ ቁፅሪ 3  ክትወስዱ ትክእሉ

4 ዝርዝር መዓቀኒ ድማ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትሪኡ እንዳሐበርና እዚ ሰነድ ጨረታ ብድምፂ ወያነ ናብ አየር ካብ ዝተጋወሐሉ  ዕለት ጀሚሩ ናብ ተግባር ዝአትዉ ምካኑ ነሐበር ሰነድ ጨረታ ንክትወስዱ ንሕብር