https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15395
ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኮምፒተርን ተዛመድትን 20000 : ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት 20000 : ሞተር ብስክሊት10000 ቅርሺ
  • ቦታ:ራያ ጨርጨር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ:  መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል: ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ዘቅርብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዐሊ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝሰዓረሉ ኣቀሑት የረከብ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ኣቅሑት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን 20000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ : ክልተ ናይ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት 20000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ: ሰለሰተ ሞተር ብስክሊት10000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋነ ካብ 22/1/2017 ዓም ክሰብ 6/2/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 6/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ካብ  22/1/2017 ዓም ክሰብ 6/2/2017 ክሰብ ሰዓት 3:00 ብምምፃእ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ እ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ   0914119551 /  0914200772 / 0930629035

ትካልና ሱር ኮንስትክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ሱር ሪል እስቲት መቐለ ፕሮጀክት ዝርከብ ሰዓሪ ብጨረታ አወዳዲሩ  ክሸይጥ ይደሊ

1 በዚ መሰረት ካብ 26/1/2017 ዓም ክሳብ 2/2/2017 ዓም ንተከታተሊ 7 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ 70 ካሪ ከባቢ መዓደሊ ነዳዲ ኖክ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ህንፃ ዕደጋ ሸቀጣ ሸቀጠን ፋሽን ተንክፈል ሞል ፕሮጀከት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914733310 0914021357 0985787551