https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15305
ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ 2016 ዓም ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ናምበርን ዘለዎ

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ናይ ዋጋ መምሊኢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ፓራፍ ዘይብሉ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይከዉን

4 ኣብ ሕድሕድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ፖስታ ማህተም ዘይብሉ ካብ ዉድድር ዉድቂይከዉን

5 ኣብዚ ዉድድር ነብሰ ወከፍ ዘርፊ ጨረታ መከበሪ 10000 ቅርሺ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ቢሮ ቁፅሪ 34 ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ካብ 13/1/2017 ዓም ክሳብ 28/1/2017 ዓም ሰዓት 400 ዘፀንሕ ይከዉን

8 እቲ ጨረታ 28/1/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳል ዕለት ሰዓት 4:30 ሕጋዊ ወከልቶም ወይድማ  ባዕሎም ኣብ ዘለዉሉ ክክፈት እዩ

9 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት መርኣያ ዘድልዩም እንተኮይኑ ኣብቲ ትካል መፂኦም ብምርኣይ ክወዳደሩ ይክእሉ

10 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ